Fana: At a Speed of Life!

ሙዚየም ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ንዑደተኛታት ክፍቲ ክኸውን ኢዩ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 04 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከበባ ፒያሳ ዝተሃነፀ ሙዚየም ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ንዑደተኛታት ክፍቲ ክኸውን ኢዩ ተባሂሉ።

ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበቤ ኣብ ዘመሓላለፍኡ መልእኽቲ፥  ዓወት ዓድዋ ዝኽሪ ኩላትና ኢዩ፤ ናብቲ ሙዚየም ብምምፃእ ቤትኩምን ታሪኩምን ረኣዩ ኢለን።

ሙዚየም ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ፃውዒት ዝተገበረሎም ኣጋይሽን ኣብ ዝተረኸብሉ ትማሊ ምምራቑ ይዝከር።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.