Fana: At a Speed of Life!

ሙዚየም ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ንዑደተኛታት ክፍቲ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከባቢ ፒያሳ ዝተሃነፀ ሙዚየም ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ንዑደተኛታት ክፍቲ ኮይኑ።

ብመሰረት እዚ ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ዝተፈላለያ ኣብያተ ዕዮ መንግስቲ ዑደት የሳልጡ ኣለዉ።

ኣብ እዋን እቲ ዑደት፥ ዓወት ዓድዋ ተምሳሌት ጅግንነትን ኣርማ ናፅነትን ህዝብታት ኢትዮጵያን ኣፍሪካን ከምዝኾነ ተሓቢሩ።

ታሪክና ካብ ምስማዕ ወፂእና ኣብቲ ሙዚየም ብዓይንና ክንርእይ ኣኽኢሉና ኢዩ ምባሎም ኣብ ቢሮ ኮሚኒኬሽን ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.