Fana: At a Speed of Life!

መፃኢ ግዘ ሓምለዋይን ውሕስና ምገቢ ነረጋግፀሉን እዋን ክኸውን ኢዩ – ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ዓማውቲ ዘሳለጥናዮም ስራሕቲ ሕርሻ እንተደጊምናዮ መፃኢ ግዘ ሓምለዋይን ውሕስና ምገቢ ነረጋግፀሉን እዋን ክኸውን ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም።

እቶም ቀዳማይ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስቡክ ገፆም ከምዝገለፁዎ፥ ቅድሚ ሕዚ ዘሳለጥናዮም ምዕራፋት ፍርያታውነት ሕርሻ ብዕፅፊ እንተደጊምናዮም፣ መፃኢ እዋን ሓምለዋይን ውሕስና ምግቢና ነረጋግፀሉን እዋን ክኽውን ኢዩ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.