Fana: At a Speed of Life!

መገዲ ከተማ ውጫሌ ብምብልሻዉ ሕብረተሰብን ኣሽከርከርቲን ከምዝተፀገሙ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ኣብ ዞባ ደቡብ ውሎ ወረዳ ኣምባሰል ከተማ ውጫሌግብረ ራዕዲ ህወሓት ዘብፀሖ ዕንወት ስዒቡ ዝተሰርሐ መገዲ ብምብልሻዉ ሕብረተሰብን ኣሽከርከርቲን ከምዝተፀገሙ ገሊፆም።

ኣሽከርከርቲን ተሳፈርቲን ንግዜኢ ከምዝገለፁዎ፥ ዝተሰርሐ ተለዋጢ መገዲ ፀቢብ ስለዝኾነ ብተደጋጋሚ ምብልሻው እናጋጠሞ ፀኒሑ ኢዩ።

ሎሚ መዓልቲ እቲ መገዲ ሉእ ብሙሉእ ብምዕፃዉ ንህፁፅ ስራሕ ካብ ሰሜን ወሎ ናብ ደሴ ይኹን ናብ ኣዲስ ኣበባ ክጓዓዙ ከመዘይከኣሉ ብምሕባር፤ ዝምልከቶ ኣካል ቅልጡፍ መፍትሒ ንኽህቦም ሓቲቶም።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.