መገዲ ኣየር ኣትዮጵያ ንፕሬዚዳንት ታዬ ኣፍልጦ ሂቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ንፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ኣፍልጦ ሂቡ።
እቶም ፕሬዚዳንት ንዝተውሃቦም ኣፍልጦ፤ ንቦርድ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ሓዊሱ ንዋና ፈፃሚ ስራሕን ኣባልት ማኔጅመንትን ኣመስጊኖም፡፡
እቶ መገዲ ኣየር ኣብ ዓውዲ ኢንዱስትሪ መሪሕነቱ ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል ዘለዎም እምነት ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ገሊፆም፡፡