Fana: At a Speed of Life!

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ፋብሪካ መፍረዪ “ኢንሱሌሽን ብላንኬት” ኣውሮፕላን ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ፋብሪካ መፍረዪ “ኢንሱሌሽን ብላንኬት” ኣውሮፕላን ኣመሪቑ።

እቲ ፋብሪካ ብልዕሊ 6 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ዝተሃነፀ ኢዩ ተባሂሉ።

ኣብቲ ስነ ሰርዓት ምረቓ፥ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ እቲ መገዲ ኣየር ኣይተ ጣሰው መስፍን፣ ኣምባሳደር ጣሊያን ኣብ ኢትዮጵያ ኣጎስቲኖ ፓልሴ፣ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መነግስቲ ተረኺቦም።

ኣይተ ጣሰው፥ ምስ ጀቨን ስካይ ቴክኖሎጂ ግሩፕ ስምምዕነት ብምግባር ንቦይንግ-737 ማክስ ኣውሮፕላን ዝውዕል ፋብሪካ መፍረዪ “ኢንሱሌሽን ብላንኬት” ኣውሮፕላን ዕላዊ ምግባር ከምዝተኽኣለ ገሊፆም።

እቲ ፋብሪካ ሸርፊ ወፃኢ ኢትዮጵያን ዕድል ስራሕን ክብ ኣብ ምባል ርኡይ ረብሓ ከምዘለዎ ተዛሪቦም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.