Fana: At a Speed of Life!

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ጆ ባይደን ሽልማት ተበርኪቱሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ጆ ባይደን “ሽልማት ናይ ህይወት ዘበን እቶም ፕሬዚዳንት” ተበርኪቱሉ።

እቲ ሽልማት መገዲ ኣየር ኣብ ዩናይትድ ስቴትስ ኣሜሪካ ንዝርከቡ ክፍሊታት ማሕበረሰብ ንዝተውሃቦ ዕዙዝ ኣገልግሎት ዝተበርከ ከምዝኾነ ካብቲ መገዲ ኣየር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

ብፕሬዚዳንት ባይደን ዝተፈረመ ሰርተፍኬት ሽልማት ኣብ ኣትላንታ ንዝርከቡ ተወከልቲ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ተበርኪቱ፡፡

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.