Fana: At a Speed of Life!

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ “ካብ ዒድ ክሳብ ዒድ ናብ ውሽጢ ዓዲ” ንዝጓዓዙ 20 ሚኢታዊ ቅናሽ ገይሩ  

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ “ካብ ዒድ ክሳብ ዒድ ናብ ውሽጢ ዓዲ” ንዝጓዓዙ 20 ሚኢታዊ ቅናሽ ገይሩ።

እቶም “ካብ ዒድ ክሳብ ዒድ ናብ ውሽጢ ዓዲ” ዘብል ሃገራዊ ፃውዒት በምቕባል ናብ ኢትዮጵያ ዝመፁ ኢትዮጵያውያን፣ ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ፈተውቲ ኢትዮጵያን እቲ መገዲ ኣየር ኣብ ዋጋ ትኬት ኣየር 20 ሚኢታዊ ቅናሽ ከምዝገበረ ኣፍሊጡ።

ብመሰረት እዚ እቲ ቅናሽ ካብ 6 ክሳብ 21 ሚያዚያ 2022 ዓ.ም.ፈ ትኬቶም ብምቑራፅ ጉዕዘኦም ካብ 25 ሚያዚያ ክሳብ 15 ግንቦት 2022 ብምምችቻው ናይቲ ዕድል ተረባሕቲ ክኾኑ ተኣንጊዶም።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.