Fana: At a Speed of Life!

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ ኣፍሪካ ዝበለፀ መገዲ ኣየር ዓውዲ ኢኮኖሚ ንሽልማት ሕፁይ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ኣፍሪካ ዝበለፀ መገዲ ኣየር ዓውዲ ኢኮኖሚ ሽልማት ሕፁይ ከምዝኾነ ኣፍሊጡ።

ዜጋታት በዚ ሊንክ https://www.worldtravelawards.com/vote-r3#votenow ብምእታው ንመገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ክመርፁ እውን ፃውዒት ኣቕሪቡ፡፡

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብዚ ዓመት ሽልማት “World Travelers Award” ብሽዱሽተ ዓውዲታት ከምዝተሓፀየ ይፍለጥ፡፡

#መገዲኣየርኢትዮጵያ

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.