Fana: At a Speed of Life!

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ ልዕሊ 28 ኣቢያተ ትምህርቲ ንዝተውፃእፅኡ ተምሃሮ ፍሉይ ስልጠና ብመሃብ ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ መላእ ካፋላት ኢትዮጵያ ንዝተውፃእፅኡ ተምሃሮ ኣብ ዓውዲታት ትምህርቲ ሳይንስ፣ ቴክኖሎጂ፣ ምህንድስናን ሒሳብን ፍሉይ ስልጠና ብመሃብ ኣመሪቑ።

እቲ ስልጠና÷ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ምስ ኩባኒያታት ቦይንግን ቲንክ ያንግን ብምትሕብባር ዝተውሃበ ኢዩ፡፡

ሰልጠንቲ ካብ 28 ዝተፈላለያ 2ይ ብርኪ ኣቢያተ ትምህርቲ ዝተውፃእፅኡ ተምሃሮ 11 ክፍሊ እንትኾኑ÷ እቲ መርሃ ግብሪ ብዩኒቪርሲቲ ኣቪዬሽን ኢትዮጵያ ኣቢሉ ከምዝተውሃበ ካብቲ መገዲ ኣየር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.