Fana: At a Speed of Life!

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ኤርፖርት ብራስለስ  “ካርጎ ፐርፎርማንስ ኣዋርድ” ተዓዊቱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ኤርፖርት ብራስለስ “ካርጎ ፐርፎርማንስ ኣዋርድ” ተዓዊቱ።

እቲ መገዲ ኣየር ኣብ ኤርፖርት ቢሊጂም ብራስለስ ብመሰረት ዝሃቦ ኣገልግሎት ፅዕነትን ሎጂስቲክስን ንዘመዝገቦ ልዑል ውፅኢት ከምዝተዓወተ ካብ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.