Fana: At a Speed of Life!

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ኣፍሪካ ዝበለፀ ብዓውዲ ክላስ ኢኮኖሚ መገዲ ኣየር ንሽልማት ተሓፂዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ኣፍሪካ ዝበለፀ ብዓውዲ ክላስ ኢኮኖሚ መገዲ ኣየር ንሽልማት ከምዝተሓፀየ ኣፍሊጡ።

ቅድመ ሐዚ ንኣርባዕተ እዋናት ብዓውዲ ”ዝበለፀ መገዲ ኣየር ኣፍሪከ” ሸልማት ዝተዓወተ እቲ መገዲ ኣየር ሎሚ ዘበን እውን ሕፁይ ኮይኑ ኣሎ።

ስለዝኾነ ዜጋታት በዚ ዝስዕብ ጠነግ https://www.worldtravelawards.com/vote-r3#votenow ብምጥዋቕ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ንክሓሪዩ ፃውዒት ኣቕሪቡ።

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ናይ ሎሚ ዘበን ሽልማት “World Travelers Award” ብሽዱሽተ ዓውዲታት ምሕፃዩ ይፍለጥ።

#መገደዲኣየርኢትየጵያ

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.