Fana: At a Speed of Life!

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ዳካ ሓዱሽ በረራ ክጅምር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ርእሰ ከተማ ባንግላዲሽ ናብ ዝኾነት ከተማ ዳካ ሓዱሽ በረራ ከምዝጅምር ኣፍሊጡ፡፡

እቲ መገዲ ኣየር ናብ ከተማ ዳካ ካብ 22 ጥቅምቲ 2017 ዓ.ም ጀሚሩ ኣብ ሰሙን ሽድሽተ መዓልቲታት ሓዱሽ በረራ ከምዝጅምር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፁ ገሊፁ፡፡

እቲ መስመር በረራ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ደቡብ እስያ ዘለዎ ተበፃሕነት ዘስፍሕ እንትኸውን÷ ኣብ ሞንጎ ባንግላዴሽን ኣፍሪካን ኢሉ እውን ካሊእ ዓለም ዝግበር ርክብ ብዝበለፀ ዘጠናኽር ከምዝኾነ ተሓቢሩ፡፡

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.