Fana: At a Speed of Life!

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ከተማ ኩዋላላፑር ኣብ ሰሙን ኣርባዕተ ግዘ በረራ ከምዝገብር ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ከተማ ኩዋላላፑር ኣብ ሰሙን ኣርባዕተ ግዘ በረራ ንምግባር ቅድመ ምድላው ከምዝዛዘመ ኣፍሊጡ።

እቲ መገዲ ኣየር፥ ካብ 16 መጋቢት 2015 ዓ.ም ጀሚሩ ናብ ከተማ ኩዋላላፑር ኣብ ሰሙን ኣርባዕተ ግዘ በረራ ከምዝገብር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፁ ገሊፁ ኣሎ፡፡

#Ethiopia #EthiopianAirlines #KualaLumpur

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.