Fana: At a Speed of Life!

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ከተማ ኣማን ተወሳኺ 3 በረራታት ከምዝገብር ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ 25 ጥቅምቲ 2017 ዓ.ም ጀሚሩ ናብ ርእሰ ከተማ ዮርዳኖስ ኣማን ተወሳኽቲ ሰለስተ በረራታት ከምዝገብር ኣፍሊጡ።

እቶም በረራታት በቢሰሙኑ ሰኑይ፣ ረቡዕን ዓርቢን ዝግበሩ ከምዝኾኑ ካብቲ መገዲ ኣየር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

ነዚ ስዒቡ ድማ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ከተማ ኣማን ዝገብሮ ሰሙናዊ በረራ ናብ 10 ክብ ከምዝብል ተሓቢሩ፡፡

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.