Fana: At a Speed of Life!

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ኣቴንስ ዝገብሮ ሳምንታዊ በረራ ክብ ኣቢሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ 23 ሕዳር 2017 ዓ.ም ጀሚሩ ናብ ርእሰ ከተማ ግሪኽ ኣቴንስ ዝገብሮ ሳምንታዊ በረራ ናብ ሽዱሽተ ክብ ንምባል ምድላው ከምዝዛዘመ ኣፍሊጡ።

ቅድም ክብል ናብ ኣቴንስ ዝገብሮ ሳምንታዊ በረራ ኣርባዕተ ከምዝነበረ እቲ መገዲ ኣየር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፁ ኣፍሊጡ፡፡

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.