Fana: At a Speed of Life!

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ተዓዋቲ ሽልማት ብሉፃት መገዲ ኣየራት ኣፍሪካ 2021 ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ዳግም ተዓዋቲ ሽልማት ብሉፃት መገዲ ኣየራት ኣፍሪካ 2021 ኮይኑ።

እቲ ሽልማት ተዋሂቡዎ ዘሎ መቐመጢኡ ኣብ ብሪታኒያ ዝገበረን ኣብ ፅሬት ኣገልግሎት ኢንዱስትሪ ኣቪየሽን ዝሽልምን ትካል ስካይ ትራንስ ዝተብሃለ ከምዝኾነ ካብቲ መገዲ ኣየር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

መገዲ ኣየራት ደቡብ ኣፍሪካን ኬንያን ድማ ካብ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ቀፂሎም ካልኣይን ሳልሳይን ደረጃ ሒዞም።

ከባቢኦም ያሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.