Fana: At a Speed of Life!

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ተሸላሚ ኣዋርድ ስታር ዋይድ 2016 ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ተሸላሚ ኣዋርድ ስታር ዋይድ 2016 ኮይኑ።

እቲ መገዲ ኣየር “ስሉጥ ኣገልግሎት ወሃብቲ ትካል መንግስቲ” ብዝብል ብድምፂ ህዝቢ ኢዩ ተሸላሚ ኮይኑ ተባሂሉ።

ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ እቲ መገዲ ኣየር ኣይተ መስፍን ጣሰው ነቲ ሽልማት ጠሚቶም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ እዚ ሽልማት ዘሐጉሰና ጥራሕ ዘይኮነስ ብዝበለፀ ንዝለዓለ ደረጃ ብዕቱብ ንክንሰርሕ ዝድግፈና ኢዩ ኢሎም።

#መገዲኣየርኢትዮጵያ

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.