Fana: At a Speed of Life!

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ መበል 77 ዓመቱ የኽብር ኣሎ

አዲስ አበባ፣ መጋቢት 30፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ መበል 77 ዓመቱ የኽብር ኣሎ።

ኩርዓት ኢትዮጵያ ዝኾነ እቲ  መገዲ ኣየር፥ ቅድሚ 77 ዓመት ኢዩ ስራሑ ብዕሊ ጀሚሩ።

ኣብ ጉዕዞ ፃንሒቱ፥ ኢትዮጵያን ኣፍሪካን ምስ ዓለም እናተኣሳሰረ ፀኒሑ እዩ።

141 ኣውሮፕላናት ብምውናን ኣፍሪካ ሓዊሱ፥ ኣውሮፓ፣ ሰሜንን ደቡብን ኣሜሪካ፣ ኤዥያን ኣብ ካልኦት ሃገራት ኣገልግሎት ምጉዕዓዝ ሰበን ፅዕነትን ክህብ ፀኒሑ።

ኣብዚ ሐዚ እዋን፥ ኣብ 131 ሃገራት ኣገልግሎት በረራ ይህብ ኣሎ።

ንኣገልግሎት ካብ ዝጥቀመለን  ኣውሮፕላናት እተን 126  መጓዓዚያ ህዝቢ 15 ድማ ኣገልግሎት ካርጎ ዘህባ ኢየን።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.