Fana: At a Speed of Life!

መድረኽ ዘተ ጎስጓስ ኢንዱስትሪ “ኢትዮጵያ ተፍሪ”  ኣብ ከተማ ደብረ ብርሃን ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መድረኽ ዘተ ጎስጓስ ኢንዱስትሪ “ኢትዮጵያ ተፍሪ”  ኣብ ከተማ ደብረ ብርሃን ይሳለጥ ኣሎ።

ሓላፊ ቢሮ ኢንዱስትሪን ኢንቨስትመንትን ክልል ኣምሓራ እንድሪስ ዓብዱ፥ ጎስጓስ ኢትዮጵያ ተፍሪ ሓደ መነቓቕሒ ዓውዲ ኢንዱስትሪ ከምዝኾነ ገሊፆም።

ማሕንቓት እቲ ዓውዲ ብምፍታሕ ኣብ ዝሓለፉ ክልተ ዓማውቲ 255 ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት ናብ ስራሕ ምእታው ተኻኢሉ ኢዩ ኢሎም።

ሎሚ መዓልቲ ኣብ ከተማ ደብረ ብርሃን ዝተጀመረ ክልላዊ መርሃ ግብሪ ኣብ ካልኦት ከተማታት እቲ ክልል እውን ክቕፅል ኢዩ ኢሎም።

ኣብቲ መድረኽ፥ ሰብ ሃፍቲ፣ መዳርግቲ ኣካላትን ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ተረኺቦም።

ብግርማ ነሲቡ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.