Fana: At a Speed of Life!

መድረኽ ዘተ “ጉዕዞ ምድማር” ኣብ ከተማ ቦንጋ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መድረኽ ዘተ “የመደመር ጉዞ” ኣብ ከተማ ቦንጋ ይሳለጥ ኣሎ።

እቲ መድረኽ ዘተ፥ “የመደመር ትሩፋቶች ለተሻለ ነገ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ከምዝሳለጥ ዘሎ ተገሊፁ።

ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ህዝብታት ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ነጋሽ ዋጌሾ (ዶ/ር ኢ/ር)፣ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ እቲ ክልል፣ ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ዋና ተፀዋዒ መንግስቲ ሚኒስትር ተስፋዬ በልጅጌን ካልኦት ኣካላትን ተረኺቦመ።

ቀዳማይ ሚኒሰትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) “መደመር”፣“የመደመር መንገድ” ን “የመደመር ትውልድ“ን ብዝብል ኣርእስታት ንንባብ ዘብቅዕዎም መፃሕፍቲ መሰረት ዝገበረ ዘተ ከምዝኾነ ተሓቢሩ።

ብምንተስኖት ሙሉጌታ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.