Fana: At a Speed of Life!

መድረኽ ዘተ ቁፅፅር ጥዕና፣ ስነምግብን መድሓኒትን ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መድረኽ ዘተ ስሩዕ ስፔሻላይዝድ ቁፅፅር ጥዕና፣ ስነምግብን መድሓኒትን ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ።

እቲ መድረኽ፥ ጥዕና ምብራኽ ኣብ ኣፍሪካ፣ ኩለ መዳያዊ ናይ ጥዕና፣ ዝተመጣጠነ ምግቢ፣ ቁፅሪ ህዝቢ፣ ቁፅፅር መድሓኒት፣ ምክልኻል ገበንን ትምህርቲን” ዝብል መሪሕ ሓሳብ ከምዘለዎ ተገሊፁ።

32 ሃገራት ኣብቲ መድረኽ ይሳተፋ ኣለዋ ተባሂሉ።

ምስ ኣጀንዳ ልምዓት ኣፍሪካ ብምጥዕዓም ምስ ቁፅፅር ጥዕና፣ ስነምግብን መድሓኒትን ዝተዛመዱ ብዙሓት ሰነዳት ስራሕቲ ክፀድቁ ኢዮም ዝብል ትፅቢት ኣሎ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.