Fana: At a Speed of Life!

መድረኽ ዘተ ማእኸል ምፍፃም ዞባዊ ልኡኽቶ ካርቱም /ሮክ/ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መድረኽ ዘተ ማእኸል ምፍፃም ዞባዊ ልኡኽቶ ካርቱም /ሮክ/ ዘይሕጋዊ ዝውውር ሰባትን ዶብ ተሳገርቲ ገበናትን ምክልኻል ኣብ ዝከኣለሉ ኩነታት ብምድሃብ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተኻይዱ።

ኣብ ትሕቲ ፅላል ሕብረት ኣፍሪካ ዝተጣየሸ ሮክ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዘትዩ ዘሎ፤ ዘይሕጋዊ ዝውውር ሰባትን ዶብ ተሳገርቲ ገበናትን ምክልኻል ኣብ ዝከኣለሉ ኩነታት ብምድሃብ ኢዩ፡፡

ኣብቲ መድረኽ ኮሚሽነር ጀነራል ፌደራል ፖሊስ ኢትዮጵያ ደመላሽ ገ/ሚካኤል፣ ም/ኮሚሽነር ጀነራል ዘላለም መንግስቴ፣ ተወከልቲ ኣባል ሃገራት ማእኸል ምፍፃም ዞባዊ ልኡኽቶ ካርቱም ከምኡ እውን ሓለፍቲ ኢንተርፖልን ዩሮ ፖልን ተረኺቦም።

ሮክ ኣብ ትሕቲ ፅላል ሕብረት ኣፍሪካ ዝተጣየሸ እንትኸውን÷ ብሕብረት ኣውሮፓ ሓገዝ ከምዝግበረሉ ግዜኢ ፀብፂቡ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.