Fana: At a Speed of Life!

መድረኽ ምንቅስቓስ ትካላት ልምዓት መንግስቲ ክልል ኦሮሚያ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መድረኽ ምንቅስቓስ ትካላት ልምዓት መንግስቲ ክልል ኦሮሚያ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ።

ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ሓዊሱ ላዕለዎት ሰብ መዚ እቲ ክልል ተሳቲፎም።

እቲ መድረኽ ምንቅስቓስ “ተወዳዳሪን ውፅኢታዊን ዝኾኑ ትካላት ልምዓት መንግስቲ ንምዕባለና” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ እናተኻየደ ዝርከብ፡፡

ትካላት ልምዓት መንግስቲ ክልል ኦሮሚያ ዝርከቡሉ ጭቡጥ ኩነታት ዝምልከት መፅናዕታዊ ፅሑፍ ኣብቲ መድረኽ ቀሪቡ።

ብያዴሳ ጌታቸው

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.