Fana: At a Speed of Life!

መድረክ ዘተ ላዕለዎትን ማእኸለዎትን ኣመራርሓ ክልል ኣምሓራ ኣብ ከተማ ባህርዳር ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መድረክ ዘተ ላዕለዎትን ማእኸለዎትን ኣመራርሓ ክልል ኣምሓራ ኣብ ከተማ ባህርዳር ይካየድ ኣሎ።

ዕላማ እቲ መድረክ ዘተ ድማ ኣመራርሓ እቲ ክልል ንቐፃሊ ተልዕኮ ንኽዳለውን ብቕዓት ዘለዎም ንምግባርን ዝተዳለወ እዩ፡፡

ኣብቲ ክልል ብዝነበረ ወራር ማሕበራዊን ፖለቲካዊን ምምዝባል ከምዝተፈጠረ ዝገለፁ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ዶክተር ይልቃል ከፋለ÷ ስለዝኾነ ድማ ኣብቲ ዘፈር ብዙሕ ፈተናታት ቀልጢፍካ ንምፍታሕ ዓቕሚ ዘለዎን ንህዝቢ ግልጋሎት ንምሃንብ  ኣመራርሓ ስርዓት  ምዝርጋሕ ጊዜ ክወሃቦ ዘይኽእል ጉዳይ ከምዝኾነ ገሊፆም፡፡

“ካብቶም ዘጓነፉና ዓውዳዊ ኵናት ንምውፃእ ዘይታኣጓጎል ምኽክር፤ ምይይጥን ስልጠናን ኣድላዪ እዩ” ዝበሉ እቶም ርእሰ ምምሕዳር÷ ብሓድነት ደው ምባል ዘድልየሉ እዋን ሐዚ ከምዝኾነ ኣገንዚቦም፡፡

ብተወሳኺ ድማ በቢብርኩ ዝርከቡ ኣፈፀምቲ ስራሕቲ ህዝቢ ክልል ኣምሓራን ዓፋርን ምስቲ ህዝቢ ብምዝርራብ ፀገማት ከምዝፍትሑ ብምግላፅ፤ ብምትእትታውን ብምርድዳእን ፈታሒ ጸገማት ስጉምቲ ምውሳድ ኣድላዪ ከምዝኾነ ገሊፆም፡፡

ከባቢኦም ያሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.