Fana: At a Speed of Life!

መድሓኒት ዝተላመዱ ታህዋሲያን ዘስዕብዎ ጉድኣት ንምቕናስ ምትሕብባር ከምዘድሊ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መድሓኒት ዝተላመዱ ታህዋሲያን ዘስዕብዎ ጉድኣት ንምቕናስ ምትሕብባር ከምዘድሊ ሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር መቅደስ ዳባ ገሊፀን።

ዶ/ር መቅደስ ኣብ መድሓኒት ዝተላመዱ ታህዋሲያን ጠመተ ብምግባር ንምዝታይ ኣብ ዝተዳለወ መበል 79 ሓፈሻዊ ጉባኤ ውሕመ ተሳቲፈን።

እተን ሚኒስትር፥ መድሓኒት ዝተላመዱ ታህዋሲያን ዘስዕብዎ ጉድኣት ንምቕናስ ምትሕብባር ከምዘድሊ ኣብቲ መድረኽ ገሊፀን።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.