Fana: At a Speed of Life!

“መደመር” ፋሕፋሕ ዝበለ ጉልበት ናብ ፅኑዕ ሓይሊ ዝቕየር ኢዩ – ፕሮፌሰር ኣለማየሁ ገብረማርያም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) መበል ሓምሻይ መዓልቲ ዘቑፀረ  “ቃል ፤ተግባር፤ ትውልድ” ብዝብል ርእሲ ብቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስተር ዝተሰናደአ ኤግዚብሽን ሎሚ እወን ኣብ በቤተ መፃሕፍቲ ኣብርሆት ኣብ መፅሓፍ ምድማር ጠመተ በምግባር ቀፂሉ ውዒሉ።

ኣብቲ ኣውደ ርእይ፥ ምድማር፣ መገዲ ምድማርን ትውልዲ ምድማርን መፃሕፍቲ ኣብ ዩንቨርስቲ ካሊፎርኒያ ስቴት መምህር ፖለቲካል ሳይንስ ዝኾኑን በዓል ሞያ ሕጊን ኣለማየሁ ገብረማርያም (ፕ/ር) ትዕዝብቶም ኣቕሪቦም።

ኣተሓሳስባ ምድማር ካብ ፍልስፍና፣ ኣተገባብራን ትውልድን መንፅር ርእዮም።

ምድማር ንፀገማት ኢትዮጵያ መፈትሒ ብፍልጠት^ ኢትዮጵያ፣ እምነት፣ ታሪከን ሃፍቲ ተፈጥሮን ምዃኑ ዘረድእን ዝትግበርን ኣተሓሳስባ ኢዩ ኢሎም።

“መደመር” ፋሕፋሕ ዝበለ ጉልበት ናብ ፅኑዕ ሓይሊ ዝቕየር ኢዩ ከብሉ ምግላፆም ኣብ ቤት^ ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስቴር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.