Fana: At a Speed of Life!

መዛዘሚ መርሃ ግብሪ ሃገራዊ ጎስጓስ መድረኽ ዓወት ዓድዋ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መዛዘሚ መርሃ ግብሪ “ዓድዋ ንዘላቒ ሰላምን ጠንካራ ህንፀት ሃገራ መንግስቲን” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ክካየድ ናይ ዝቐነየ ሃገራዊ ጎስጓስ መድረኽ ዓወት ዓድዋ ይሳለጥ ኣሎ።

ኣብቲ መዛዘሚ መድረኽ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ሓዊሱ ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ተረኺቦም።

ብተወሳኺ መናእሰይ፣ ዓበይቲ ዓዲ፣ መራሕቲ ሃይማኖት ከምኡውን ካብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ዝተወከሉ ሰባት ይሳተፉ ኣለዉ።

ብበረከት ተካልኝ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.