Fana: At a Speed of Life!

መዓልቲ ዓወት ዓድዋ ኣብ ኣደባባይ ሚኒሊክ ክኽበር ኢዩ-ሚኒስቴር ባህሊን ስፖርቲን

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)መዓልቲ ዓወት ዓድዋ ኣብ ኣደባባይ ሚኒሊክ ክኽበር ኢዩ-ሚኒስቴር ባህሊን ስፖርቲን ገሊፁ።

ሚኒስትር ዴኤታ እቲ ሚኒስቴር ወርቅነሽ ብሩ፥ “ኣብ ኣደባባይ ሚኒሊክ ኣይኽበርን” ብዝብል ዝናፈስ ወረ ሓሶት ከምዝኾነ ሓቢረን።

ሃርበኛታት ኣብቲ ኣደባባይ ሕቑፊ ዕንባባ ብምንባር ከምዘኽብርዎ ድማ ገሊፀን።

ስለዝኾነ ክብሪ ዓድዋ ንድሕሪት ዝምልስ ነገር ከምዘይህሊ ኣረጋጊፀን።

ብታሪኩ ለገሰ

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.