Fana: At a Speed of Life!

መዓልቲ ውስንነት ዕቤት ኣእምሮ ኣብ መስቀል ኣደባባይ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መዓልቲ ውስንነት ዕቤት ኣእምሮ (ዳውን ሲንድረም) ብኣተሓባባራይነት ዲቦራ ፋውንዴሽን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይኽበር ኣሎ።

እቲ ዕለት “ስርዓታት ድጋፍና ነመሓይሽ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ እናተኸበረ ዝርከብ።

ኣብቲ መርሃ ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ፣ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ፣ ሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር መቅደስ ዳባ፣ መስራቲ ዲቦራ ፋውንዴሽን ኣባዱላ ገመዳ ሓዊሱ ካልኦት ሚኒስትራትን ምስ ዳውን ሲንድረም ዘዝተወለ ቆልዑትን ወለዲን ከምኡ እውን ዕድመ ዝተገበረሎም ኣጋይሽን ተረኺቦም።

ብቅድስት ብርሃኑ

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.