Fana: At a Speed of Life!

መዓልቲ ወልንታዊያን ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉመን፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) 1 ጳጉመን መዓልቲ ወልንታዊያን ይኽበር ኣሎ።

ኣብ ሓዱሽ ዓመት 2015 ዓ.ም ንዓወት ዘብፅሑና ተመክሮታትን ክብሪታትን ብምስፋሕ፣ ዘንፀላለዉና ፈተናታት ብዓወት ንምውፃእ ዘኽእሉ ዕድላት ብምፍጣር መላእ ኢትዮጵያዊ ከምዝቕበል ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ፃውዒት ኣቕሪቡ።

በቢብርኩ ዝርከቡ ትካላት ፌዴራል ከምኡውን ኣብ ክልላት ኣብዚ ጉዳይ ዝጠመቱ ተግባራት ከምዝፍፅሙ እውን ተገሊፁ።

ሃገራዊ ዕዉትነት ከም ስንቂ ብምጥቃም ኩሉ ዜጋ ኣብ ሓዱሽ ዓመት ንሓዱሽ ዓወት ንክለዓዓል እቲ ቤት ፅሕፈት ፃውዒት ኣቕሪቡ።

ጳጉመን ብምድማር ብዘብል መሪሕ ቃል ሎሚ 1 ጳጉመን መዓልቲ ወልታዊያን ብምዃን ይኽበር ኣሎ።

2 ጳጉመን መዓልቲ ኣፍረይቲ፣ 3 ጳጉመን መዓልቲ ሰላም፣ 4 ጳጉመን መዓልቲ ኣገልገልቲ፣ 5 ጳጉመን መዓልቲ ሓድነት ብዝብል ክኽበር ኢዩ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.