Fana: At a Speed of Life!

መዓልቲ ኣገልጋላየነት ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መዓልቲ ኣገልጋላየነት ኣብ መላእ ሃገር ሰናይ ተግባራት ብምስራሕ ይኽበር ኣሎ።

እቲ መዓልቲ ምኽንያ ብምግባ፥ ላዕለዎት ኣመራርሓታት ሚኒስትራት ስራሕን ክእለትን፣ ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ቱሪዝምን “ኣገልጋላይነት ካብይ ይጅምር” ብዝብል መሪሕ ቃል ኣብ እንጦጦ ኣገልግሎት ፅሬት ሂቦም፡፡

ካብ ኣገልግሎት ፅሬት ብተወሳኺ እቲ መዓልቲ ብዝተፈላለዩ ሰናይ ተግባራት ብምስላጥ ከምዘኽብሩዎ ካብ ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ሙፈሪያት ካሚል ከምዝገለፀኦ፥ እቲ ዕለት ተገልገልቲ ንኣገልገልቲ ዘመስግኑሉ ከም ባህሊ ንምጉልባትን ተገልገልቲ እውን ምምስጋን ንኽለማመዱ ዝገብርን ከምዝኾነ ገሊፀን፡፡

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.