Fana: At a Speed of Life!

መዓልቲ ብሄር ብሄረሰባት ህዝብታት ምክኒያት ብምግባር ምርኢት ንግድን ባዛርን ተኸፊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሕዳር፣ 2016 ( ኤፍ ቢ ሲ)መበል 18 መዓልቲ ብሄር ብሄረሰባት ህዝብታት ምክኒያት ብምግባር ምርኢት ንግድን ባዛርን ተኸፊቱ።

እቲ በዓል “ብዙሕነትን ማዕርነትን ንሃገራዊ ሓድነት” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ካብ ሎሚ ጀሚሩ ንተኸታተልዕቲ ሓሙሽተ መዓልታት ኢዩ ዝኽበር ዘሎ።

ብመሰረት እዚ ባህሊን ክብሪን እቶም ብሄር ብሄረሰባት ህዝብታት ዘጎልሁ ዝተፈላለዩ ኣልባሳት ዝቐረቡሉ ምርኢት ንግዲን ባዛርን ኣብ ከተማ ጅግጅጋ ተኻፊቱ።

ብተወሳኺ ውፅኢታት ተተካእቲ ፍሪያታት፣ ፋብሪካን እደ ጥበብን ካልኦት እታዎታትን ንዕዳጋ ከምዝቐረቡ ተሓቢሩ።

ብመላኩ ገድፍ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.