Fana: At a Speed of Life!

መዓልቲ ሰንደቕ ዕላማ ሎሚ መዓልቲ ክኽበር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 17 መዓልቲ ሰንደቕ ዕላማ ሎሚ መዓልቲ ኣብ መላእ ሃገር ተኸቢሩ ክውዕል ኢዩ፡፡

መዓልቲ ሰንደቅ ዕላማ ወርሒ ጥቅምቲ ምስኣተወ ኣብ መጀመርታ ሰሙን ትርከብ ሰኑይ ከምዝኽበር ይፍለጥ፡፡

መበል 17 ብሄራዊ መዓልቲ ሰንደቕ ዕላማ ሃገራዊ ትሕዝቶ ብዘለዎም ዝተፈላለዩ መልእኽቲታት ክኽበር ኢዩ፡፡

ካብ ሞንጎ እቶም መልእኽቲታት÷ ሰንደቕ ዕላማና ንብሄራዊ ሓድነትን ሉኣላዊነትናን፣ ሰንደቕ ዕላማና መርአዪ ህብረ-ብሄራዊነትና፤ ኣርማ ሓበራዊ ሓድነትና፣ ሰንደቕ ዕላማና ዋሕስ ህብረ-ብሄራዊ ሓድነትና ኢዩ፣ ሰንደቕ እላማና መግለፂ ሉኣላዊነትና ኢዩ ዝብሉ ይርከቡዎም፡፡

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.