Fana: At a Speed of Life!

መዓልቲ ሰራዊት ምክልኻል ኣብ ኣካዳሚ ፓሽን ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መዓልቲ ሰራዊት ምክልኻል “ስለዝተሰወአልና፣ ህይወት፣ ደምን ዓፅሚንስለዝተኸፈለልና፣ ክብሪ ንሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ” ብዝብል መሪሕ ቃል ኣብ ኣካዳሚፓሽን ይኽበር ኣሎ።

እቲ በዓል ሰራሕተኛታት እቲ ኣካዳሚ፣ ተምሃሮ፣ ኣባላት ሰራዊት ምክልኻልን ካልኦት ዕድመ ዝተገበረሎም ኣጋይሽን ኣብ ዝተረኸቡሉ ብዝተፈላለዩ ኩነታት እናተኸበረ ይርከብ።

ኣብቲ መርሃ ግብሪ ሃገር ዝርከብ ወለዶ ንኽፈሪ ሰላም ሃገር ወሳኒን ቁልፊን ጉዳይ ከምዝኾነ ምግላፁ ግዜኢ ፀብፂቡ፡፡

ነዚ ድማ ሰራዊት ምክልኻል እናኸፈሎ ዝርከብ ናይ ህይወት ተጋድሎ ክብሪ ምሃብ የድሊ ተባሂሉ።

መዓልቲ ሰራዊት ምክልኻል “ህዝብና ፍልፍል ጥንካረና” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ሎሚ መዓልቲ ከምዝኽበር ብምግላፁ ይዝከር።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrgna

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.