Fana: At a Speed of Life!

መዓልቲ ማይ ዓለም ንመበል 27 ግዘ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መዓልቲ ማይ ዓለም ዓመተ 2021 ንመበል 27 ግዘ ይኽበር ኣሎ።

“ንማይ ዋጋ ምሃብ” ብዝብል መሪሕ ቃል ኢዩ ዝኽበር ዘሎ።

ዕላማ እቲ ዕለተ ማይ፥ ግንዛበ ረብሓ ማይ ንምምዕባልን ፅርየት ከባቢ ንኹሉ ንምርግጋፅን ዝብል ትልሚ ንምዕዋትን ንምድጋፍን ኢዩ ተባሂሉ።

ብተወሳኺ ማይ ኣብ ማሕበራዊ ኢኮኖሚ መንቅስቓስ ወሳኒ ኣካል ገይርኻ ኣብ ዝውሰደሉ ጉዳያት ዘተኮረ ኢዩ።

ኣብ ዓለም ኣብዚ ሐዚ እዋን ብምኽኒያት ጎንፂ፣ ምምዝባልን ካልኦት ዝተፈላለዩ ምኽኒያታትን ልዕሊ 2 ነጥቢ 2 ሚሊየን ሰባት ፅሩይ ማይ ከምዘይረኽቡ መረዳእታታት ይሕብሩ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.