Fana: At a Speed of Life!

መዓልቲ መፍረያይነት ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)‘’ዕዉት ሓበራዊ ፃዕሪ መፍረያይነት ንዕቤት ሃገር’’ ብዝብል መሪሕ ሓሳብ መዓልቲ መፍረያይነት ኣብ ኣዳራሽ ሚሊኒየም ይኽበር ኣሎ።

ሚኒስቴር ሕርሻ፣ ሚኒስቴር ኢንዱስትሪ፣ ሚኒስቴር መዓድን፣ ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን፣ ሚኒስቴር ልምዓት ከተማን ኮንስትራክሽንን ሚኒስቴር መስኖን ቆላማ ከባቢን ብሓባር ዘሰናድኡዎ ዓውደ ምርኢትን ባዛርን መዓልቲ መፍረያይነት፥ ኣብ ኣዳራሽ ሚሊኒየም ንዕዱማት ክፍቲ ተገይሩ ይጉብነ ኣሎ።

እቲ ዓውደ ምርኢትን ባዛርን፥ ሚኒስቴር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴን ካልኦት ሚኒስትራን ብሓባር ከፊቶምዎ።

ብማህሌት ተክለብርሃን

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.