Fana: At a Speed of Life!

መኽፈቲ ስነ-ስርዓት 6ይ ዙር 3ይ ዓመት ዘበን ስራሕ ሓበራዊ ኣኼባ ኣቢያተ ምኽሪ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መኽፈቲ ስነ-ስርዓት 6ይ ዙር 3ይ ዓመት ዘበን ስራሕ ሓበራዊ ኣኼባ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢን ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽንን ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸቡሉ ይካየድ ኣሎ።

ኣብ መኽፈቲ ስነ-ስርዓት÷ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ምኽፋት እቶም ኣቢያተ ምኽሪ ኣብሲረን።

ኣብቲ መክፈቲ ስነ- ስርዓት÷ ፕሬዚዳንት ሳህለ ወርቅ ኣንፈት ትኹረት መንግስቲ እዚ ዓመት ዘመላኽት መደረ ከስምዓ ኢየን።

ካብ ኣባላት እቶም ኣቢያተ ምኽሪ ብተወሳኺ ማሕበረሰብ ዲፕሎማሲ፣ አቦታት ሃይማኖት፣ኣመራርሓታት ተናሓናሕቲ ፖለቲካ ፓርቲን ካልኦት ፃውዒት ዝተገበረሎም ኣጋይሽን ተረኺቦም።

ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት እውን ብፋና ቴሌቪዥን፣ ብሬዲዮን ኩሎም ኣማራፂታት ዲጂታል ሚዲያ እቲ መኽፈቲ ስነ-ስርዓት ብቐጥታ ፈነወ እናመሓላለፈ ይርከብ፡፡

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.