Fana: At a Speed of Life!

መኽፈቲ ስነ ስርዓት ሃገራዊ ጎስጓስ ተገዛእነት ሕጊ ታክስን ጉምሩኽን  ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መኽፈቲ ስነ ስርዓት ሃገራዊ ጎስጓስ ተገዛእነት ሕጊ ታክስን ጉምሩኽን  ኣብ ኣዳራሽ ሕብረት ኣፍሪካ ይሳለጥ ኣሎ።

እቲ መርሃ ግብሪ፥ “ግብሪ ንክብሪ ሃገር” ብዝብል መሪሕ ቃል ኢዩ ዝካየድ ዘሎ።

እቲ መድረኽ፥ ከፋሊ ግብሪ ግብሩ ብኣግባቡ ንክኸፍልን ዘይሕጋዊነት ንምክልኻለን ዘኽአል ግንዛበ ንምህናፅ ዝዓለመ ኢዩ ከምዝኾነ ካብ ሚኒስቴር እቶት ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.