Fana: At a Speed of Life!

መከፋፈሊ ጣቢያ ሑመራ ኤሌክትሪክ ረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ ክልተ ዓመት ኤሌክትሪክ ተቛሪፁዎ ዝፀንሐ መከፋፈሊ ጣቢያ ሑመራ ዳግም ኤሌክትሪክ ረኺቡ።

230 ኪሎ ሜትር መስመር ሑመራ – ሽረ፤ በዓል 230 ኪሎ ቮልት መስመር ተከዘ ፅገና ብምዝዛሙ ጣቢያ መከፋፈሊ ሑመራ ሓይሊ ክረክብ ከምዝኸኣለ ተገሊፁ፡፡

ብምዃኑ ካብ ጣቢያ መከፋፈሊ ሑመራ ሓይሊ ይረኽባ ዝነበራ ከተማታት ኩለን ሓይሊ ዝረኽባሉ ዕድል ከምዝተፈጠረ ካብ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

ኣብ ዝቕፅል ድማ ሓይሊ ዘይረኸቡ ከባቢታት መሊስካ ንምርኻብ ብቱብ ከምዝስርሑ ተሓቢሩ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrgna

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.