Fana: At a Speed of Life!

መከፋፈሊ ኤሌክትሪክ ጋርዲያን ሽልድ ካብ ዕዳጋ ተኣጊዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ትሕቲ ደረጃ ዝኾነን ፍልፍሉ ዘይተፈለጠን ጋርዲያን ሽልድ ዝተብሃለ  ፍርያት መከፋፈሊ ኤሌክትሪክ ኣብ ዕዳጋ ከይውዕል ከምዝተኣገደ ሚኒስቴር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ኣፍሊጡ፡፡

እቲ ሚኒስቴር ኣካይደዮ ብዝበሎ ኢንስፔክሽን ዕዳጋ÷ በዓል 6 ነዃል መከፋፈሊ ኤሌክትሪክ ጋርዲያን ሽልድ ትሕቲ ደረጃ ፅሬት ምዃኑ ስለዝተረጋገፀን ፍልፍሉ ዘየተፈለጠን ኮይኑ ብምርካቡ ኣብ ዕዳጋ ከይውዕል ተኣጊዱ፡፡

በዚ መሰረት ሕብረተሰብ እዚ ፍርያት ከይጥቀም እቲ ሚኒስቴር ኣተሓሳሲቡ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.