Fana: At a Speed of Life!

መእተዊ ነጥቢ ላዕለወት ትካላት ትምህርቲ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መእተዊ ነጥቢ ላዕለወት ትካላት ትምህርቲ ዕላዊ ኮይኑ።
ሚኒስቴር ትምህርቲ ከምዝገለፆ፥ ቀዳማይ ዙር ተፈተንቲ ብዝምልከት
• ብተፈጥሮ ሳይንስ ኣብ መንግስታዊ ዩንቨርስቲታት 363 ንደቂ ተባዕቲዮ፣ 351 ንደቂ
ኣኒስቲዮ
• ኣብ ናይ ውልቀ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ንደቂ ኣኒስቲዮን ደቂ ተባዕቲዮን ብተመሳሳሊ 300
• ንዓበይቲ ክልላትን ከባቢታት ሰበኽ ሳግምን ንስሩዓት ተፈተንቲ 351 ንደቂ ተባዕቲዮ፣ 339 ንደቂ ኣኒስቲዮ
• ንውልቀ ንደቂ ኣኒስቲዮን ደቂ ተባዕቲዮን ብተመሳሳሊ 300
• ማሕበራዊ ሳይንስ ንስሩዕ ተፈተንቲ 264 ንደቂ ተባዕቲዮ፣ 254 ንደቂ ኣኒስቲዮ
• ኣብ ናይ ውልቀ ትካላት ትምህርቲ ድማ ንውልቀ ንደቂ ኣኒስቲዮን ደቂ ተባዕቲዮን ብተመሳሳሊ 250
• ምርኣይ ዝተስኣኖም ንስሩዕ ተፈተንቲ ንክልቲኡ ፆታ 200 ከምኡውን ኣብ ናይ ውልቀ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ንምክትታል 200
• ንዓበይቲ ክልላትን ከባቢታት ሰበኽ ሳግምን ንስሩዓት ተፈተንቲ 254 ንደቂ ተባዕቲዮ፣ 250 ንደቂ ኣኒስቲዮ
• ኣብ ናይ ውልቀ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ንምክትታል ንዝደሊዩ 250
• ምስማዕ ዝተስኣኖም ንክልቲኡ ፆታ 250 ከምኡወን ኣብ ናይ ውልቀ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ምክትታል ንዝደሊዩ 250
• ማሕበራዊ ሳይንስ ናይ ውልቀ(ዳግም ተፈተንቲ) ክልቲኦም ፆታታት 280 ከምኡወን ኣብ ናይ ወልቀ ትካላት ትምህርቲ ንዝከታተሉ 250 መእተዊ ነጥቢ ክኸውን ተወሲኑ።
ብመሃመድ አሊ
You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.