Fana: At a Speed of Life!

መንግስቲ ፌዴሪኢን ህወሓት ዝገበሩዉ ስምምዕ ሰላም ንፀገም ኣፍሪካውያን ኣፍሪካዊ መፍትሒ ምምፃእ ከምዝከኣል መርአዪ ከምዝኾነ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ፌዴሪኢን ህወሓት ዝገበሩዉ ስምምዕ ሰላም ንፀገም ኣፍሪካውያን ኣፍሪካዊ መፍትሒ ምምፃእ ከምዝከኣል መርአዪ ከምዝኾነ ኣብ ከይዲ እቲ ስምምዕነት ልዑል ግደ ዝነቦም ኣካላት ገሊፆም።

ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣደባባይ ወዳጅነት ‘ኲናት የኣክል፤ ሰላም ነፅንዕ’ ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ስነ-ስርዓት ምስጋናን ኣፍልጦን እናተኻየደ ይርከብ፡፡

ሚኒስትር ዓለም ለኸ ርክብን ምትሕብባርን ደቡብ ኣፍሪካ ናሌዲ ፓንዶር ኣብቲ ስነ-ስርዓት ኣብ ዝገበረኦ መደረ÷ “ዝተገበረ ስምምዕነት ኣፍሪካውያን ንኣፍሪካዊ ፀገም መፍትሒ ከምፅኡ ከምዝኽእሉ ዓብዪ መርኣያ ኢዩ” ኢለን፡፡

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube    

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.