Fana: At a Speed of Life!

መንግስቲ ፀገማት ንምቕራፍ ዘለዎ ቆራፅነት ዝነኣድ ኢዩ – ዳይሬክተር ዩኒሴፍ ምብራቕን ደቡብን ቀጠና ኣፍሪካ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ሰላም ወይዘሮ ሙፈሪሃት ካሚል ምስ ዳይሬክተር ትካል ተራድኦ ህፃናት ውድብ ሕቡራት መንግስታት (ዩኒሴፍ) ምብራቕን ደቡብን ቀጠና ኣፍሪካ መሓመድ ማሊክ ፎል ተዛቲየን።

ዘተኦም ድማ ኣብ እዋናዊን ሰብኣዊን ጉዳያት ከምኡ እውን ዘጋጠሙ ፀገማት ዘድሃበ ከምዝኾነ ተሓቢሩ።

እቶም ዳይሬክተር ኣብ ኢትዮጵያ እናተኻየደ ዝርከብ ኣተገባብራ ሰብኣዊ ሓገዝ ዝምልከት መብርሂ ሂቦም።

መንግስቲ ኢትዮጵያ ፀገማት ንምቕራፍ ዘለዎ ቆራፅነት ዝነኣድ ከምዝኾነ እቶም  ዳይሬክተር ምግላፆም ካብ ሚኒስቴር ሰላም ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.