Fana: At a Speed of Life!

መንግስቲ ጣሊያን ንኢትዮጵያ 25 ሚሊየን ዩሮ ሓገዝ ገንዘብ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ጣሊያን ኣብ ኢትዮጵያ ንመርሃ ግብሪ ልምዓት ከባቢን ሓምለዋይ ኢኮኖሚን ንምዕዋት ዝውዕል 25 ሚሊየን ዩሮ ሓገዝ ገንዘብ ገይሩ።

እቲ ስምምዕነት ሓገዝ ዝተፈራረሙ ኣምባሳደር ጣሊያን ኣብ ኢትዮጵያ ኣጉስቲኖ ፓሌስንሚኒስትር ገንዘብ ኣህመድ ሽዴን ኢዮም፡፡

እቲ ስምምዕነት ኣብ ኢትዮጵያ መፈፀሚ ማቲ ፕላን ቁልፊ ካብ ዝኾኑ ጉዳያ ሓደ ከምዝኾነ ካብ ኤምባሲ ጣሊያን ኣብ ኢትዮጵያ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.