Fana: At a Speed of Life!

መንግስቲ ጀርመን ንኢትዮጵያ ልዕሊ 500 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት ኣይ ሲ ቲ ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ጀርመን ንሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ዝኸውን ልዕሊ 500 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት ኣይ ሲ ቲ ሓገዝ ገይሩ።

እቲ ደገፍ ካብ ባንኪ ልምዓት ኢኮኖሚም ትሕብብርን መንግስቲ ጀርመን ዝተረኸበ ኢዩ።

ኣብ ኢትዮጵያ ንዘለዉ 20 ትካላት ቴክኒክን ሙያን ንምስፍሕሰፋሕ መሰረተ ልምዓት ኣይ ሲ ቲ ዝውዕል ኢዩ ተባሂሉ።

እቲ ደገፍ ሚኒስትር ሙፈሪሃት ካሚል፣ ሚኒስትር ዴኤታ ዓውዲ ቴክኒክን ሙያን ዶክተር በከር ሻሌን ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ኢንስቲቲዩት ቴክኒከን ሙያን ተዘዋዊሮም ምርኣዮም ካብቲ ሚኒስቴር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.