መንግስቲ ጀርመን ሓገዝ 7 ነጥቢ 5 ሚሊየን ዩሮ ንኢትዮጵያ ሂቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ጀርመን ሓገዝ 7 ነጥቢ 5 ሚሊየን ዩሮ ንኢትዮጵያ ሂቡ።
እቲ ሓገዝ፥ ኣብ ዝተፈላለዩ ክፋላት እዛ ሃገር ኣብ ፀገም ንዘለዉ ዜጋታት ዝኸወን ኢዩ ተባሂሉ።
ብሰብ ስራሕን ተፈጥሮን ሓደጋታት ከምኡውን ብሰንኪ ዓለም ለኻዊ ናህሪ ዋጋ ኣብ ፀገም ንዘለዉ ወገናት ዝግበር ሰብኣዊ ሓገዝ ከምዝቕፅል ካብ ኤምባሲ ጀርመን ኣብ ኢትዮጵያ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።