Fana: At a Speed of Life!

መንግስቲ ኩነታት ኣብ ሱዳን ዝርከቡ ኢትዮጵያውያን ብዕቱብ ይከታተል ከምዘሎ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ፌዴሪኢ ኩነታት ኣብ ሱዳን ዝርከቡ ኢትዮጵያውያን ብዕቱብ ይከታተል ከምዘሎ ኣፍሊጡ።

ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ብ ሱዳን ብመሰረት ዘሎ እዋናዊ ኩነታት ፀፅታን ድሕንነትን፥ ኣብ ዋና ቤት ዕዮን ካርቱምን ኣብ ዝርከብ ኤምባሲ ፌዴሪኢ ኣቢሉ ድሕንነት ኢትዮጵያዊያን ንምሕላው ይሰርሕ ከምዘሎ ተገሊፁ።

ዝምልከቶም ኣብያተ ዕዮን ጎረባብቲ ክልልትን ኣባልዝኾንሉ ግብረ ሓይሊ ብብርኪ ሃገር ምጥያሹ ተሓቢሩ።

ኣድላዪ ሓበሬታታት ኣብ ቀፃሊ ከምዘፍልጥ እቲ ሚኒስቴር ገሊፁ።

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.