Fana: At a Speed of Life!

መናእሰይ ኣብ ዝጓዑዘን ሃገራት ኣፍሪካ ቀዋሚ ሕውነት ክተኽሉ ኣለዎም-ኣይተ ደመቀ መኮነን

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሓምለዋይ ኣሰር ዲፕሎማሲ ኢትዮጵያ መናእሰይ ኣብ ዝጓዑዘን ሃገራት ኣፍሪካ ቀዋሚ ሕውነት ክተኽሉ ኣለዎም ከብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ገሊፆም።

ናብ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣፍሪካ ዝኸዱ ወለንታዊ ኢትዮጵያዊያን  መናእሰይ ስርዓት ምፍናው ተገይሩሎም።

እቶም መናእሰይ ናብ ዝጓዓዙለን ሸሞንተ ሃገራት ኣፍሪካ መርሃ ግብሪ ምትካል ፈልሲ ከምዝገብሩ ተገሊፁ።

ኣብቲ ስነ ስርዓት ምፍናው ዝተረኸቡ ኣይተ ደመቀ፥ መናእሰይ ኣብ ዝጓዑዘን ሃገራት ኣፍሪካ ቀዋሚ ሕውነት ክተኽሉ ኣለዎም ኢሎም።

ብፀጋዬ ወንድወሰን

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.