Fana: At a Speed of Life!

መናእሰይ ንኩለመዳይ ህንፀት ሃገር ንዝግበር ፃዕሪ ግድኡ ንኽዋፃእ ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መናእሰይ ንኩለመዳይ ህንፀት ሃገር ንዝግበር ፃዕሪ ግድኡ ንኽዋፃእ ፃውዒት ቀሪቡ።

ንሓሙሽተ መዓልቲ ዝፀንሕ ኣኼባ መናእሰይ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ከተማ ጅማ ይካየድ ኣሎ፡፡

ወለዶ በዓል ዋና ሃገር ስለዝኾነ ንእዋኑ ፀገም እታ ሃገር መፍትሒ ክኸውን ይግባእ ተባሂሉ።

እንትረጋጋእ ዘይደልዩን ንሰላም ዝፃረሩ ሓይሊታትን ብምቅዋም ብሓባር ጠጠው ክብሉ ከምዝግባእ እውን ተገሊፁ፡፡

ጎና ጎኒ ምህናፅ ሃገር መናእሰይ ናብ ስራሕ ንምውፋር ኣብቲ ዞባ ይኹን ብብርኪ ክልል ትኹረት ዝተውሃቦ ጉዳይ ምዃኑ ተሓቢሩ።

ብኣቤኔዘር ታዬ

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.